"ደስ ዝበሎ እንተሎ ይዘምር ዝሓዘነ እንተሎ ይፀሊ።" "ካብ ኩሉ በደልኩም ተመለሱ...ሓዱሽ ልብን ሓዱሽ መንፈስን ድማ ግበሩ። ሕዝ. 18÷30-31" ስብሐት ትዩብ-SIBHAT ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ሥርዓትን ኣስተምህሮን ዝሓለው መዝሙራት ብናይ ትግርኛ መዝሙር ዘመርቲ ሕጋዊ ፍቓድ፣ስብከታት፣ስነፅሑፋት፣ወረባትን ካልኦት መንፈሳዊ ነገራትን ዝመሓላለፈሉ ፍሉይ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቻናል እዩ። እዞም ኦርቶዶክሳዊ ኣገልግሎታት ንምርካብ ስብሐት ቲዩብ ምርጫኦም ይግበሩ። Don't forget to subscribe to get more videos from our channel. ስብሐት ትዩብ-SIBHAT TUBE Contact us +251994053340 +251940984861