TEQWAM ተቅዋም channel logo TEQWAM ተቅዋም
  • Custom URL: @teqwam6462
  • Country: United Kingdom 🇬🇧
  • Language: Amharic

  • YouTube channel type
  • Audience: 7.21K
  • Video Views: 760.16K
  • # videos: 22
  • Estimated Earnings: $190 - $3.04K
  • Category: Christian music Music Religion Society
  • Date Created: 2016-03-06
  • Date Updated: 2024-07-15
Audience activity: 105
Views per video: 34.55K
Keywords: Teqwam ተቅዋም TEQWAM


በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ""አንቲ ውእቱ ተቅዋም ዘወርቅ እንተ ጾርኪ ማኅቶተ ጸዳል ኩሎ ጊዜ"" ኩሉ ግዜ ድሙቕ ብርሃን ዝተሸከምኪ ናይ ወርቂ ቀንዴል ንስኺ ኢኺ። (ውድሴ ማርያም ዘሰንበት) ታሪኽ ተቅዋም ማለት:- ቀንዴል: መብርሂ: መብራህቲ: ናይ መብራህቲ አቕሓ: መንበሪ ሽምዓ: ዝቐውም ተተካሊ: ወይ ዝስቀል በዓል ብዙሕ ጨንፈር ማለት ኢዩ። ተቅዋመ ማኅቶት ተባሂሉ ድማ ይጽዋዕ። ካብ ሓጺን ወይ ውን ካብ ዕንጸይቲ ክስራሕ ውን ይከኣል። ሓደ መክሊተ ወርቅ አምጺእካ ቀዋሚ ቀንዴል ስራሕ ሰንከልከል ከይብል ጥጡሕ እግሪ ግበረሉ በሎ። ዘጽ.25:31 መብራህቲ፡ ኣብ ቤት ንዘሎ ኹሉ ኼብርህ፡ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል ኪሰቕልዎ እምበር፡ ኣብ ትሕቲ ከፈር ከንብርዎ ኣየብርሁን እዮም። ማቴ.5፥15 ሰላም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ክቡራትን/ክቡራንን አብዚ መደብ "ተቅዋም ዘወርቅ" ዝፍነዉ መዛሙር(መዝሙራት) ሥነ ጽሑፋት ወይ ውን ግጥምታት እንዳ ተኸታተልኩም ዕጋበት መንፈሳዊ ዕቤትኩም ክትርእዩ ብኽብሪ ንዕድም።