Coding ብትግርኛ channel logo Coding ብትግርኛ
  • Custom URL: @learningwithnate
  • Country: United Kingdom 🇬🇧

  • YouTube channel type
  • Audience: 1.84K
  • Video Views: 20.16K
  • # videos: 95
  • Category: Knowledge Lifestyle Technology
  • Date Created: 2012-01-27
  • Date Updated: 2024-04-01
Audience activity: 10
Views per video: 212
Keywords: eritrea tech technology computer software programming learningwithnate tigrigna tigrinya


መርሓባ! እንቋዕ ደሓን መጻእኩም። ስመይ ናትናኤል ይበሃል። ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ-እንግሊዝ ድማ ይነብር። ብዓውዲ Computer Science ተመሪቐ ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ከም Software Engineer ይሰርሕ ኣለኹ። ሕጂ ድማ ካብ ተመክሮይ ንከካፍለኩም ነዚ መደብ እዚ ሰሪዐ ይርከብ። ካብዚ መደብ እዚ ብዙሕ ተማሂርኩም ኣብ ናይ ትምህርቲ ወይ ውን ስራሕ ሂወትኩም ዕውታት ክትኮኑ ይምነ። የቐንየለይ ናትናኤል