ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎርክ ሃይማኖታዊን ማሕበራዊን ታሪካውን ባህላዊን ዛዕባታት ማእኸል ገይሩ ኣብ ትግራይን ወጻእን ዝነብረ ሕብረተሰብ እናተንስአ ንምዝታይን ምምሃርን ዓሊሙ ዝተመስረተ ትካል እዩ። ሚዲያኹም ሚዲያ ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔትዎክ ብዝተፈላለዩ ኣማራጽታት ናባኹም ክቐርብ እዩ። ንሚዲያኹም ሳብስክራብ፡ ሼር ላክ ኮመት ብምግባር ንኽትድግፉ ብትሕትን ክብርን ንዕድም"