ሰላም ኹብራት ተከታተልትና!! እዚ ሓደ ሚድያ እዩ። እዚ ቻናል ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኢንፎርመሽንን መዘናጋዕቲ መደባትን ዝቐርቡሉ ቻናል እዩ። ሓደሽቲ ሓበሬታታት፣ መዘናግዒ ዜናታት፣ ሂወት ታሪኽ ዕውታት ውልቀ ሰባትን ትካላትን፣ ስፖርታዊ ፍፃመታት ወዘተ ብሓፈሻ ኣብ ባህሊ፣ ቋንቋ፣ ልምድታትን ታሪካትን ትግራይ ተጋሩን ዓለምን እናዘናግዐ ሓበሬታን ቁምነገርን ዘሕልፍ ቻናል እዩ። ሳብስክራይብ፣ ላይክ፣ ኮመንትን ሼርን ብምግባር ስድራና ይኹኑ።