እዚ ቻነል ስሙ "ዓይኒ ማይ" እዩ። ቀንዲ ዕላምኡ ከኣ ከም ፍቓድ ኣምላኽ፡ ኣብ ምብሳር ቃል እግዚኣብሔር ብምትኳር፡ መንፈስ እግዚኣብሔር ብዝመረሖ፡ ብስነ ጥበባዊ መልክዕ፡ ናብ ኩሉ ስፍራ ከባጽሕ እዩ። እግዚኣብሔር ብሰናይ ፍቓዱ ይደግፈና።