Dr Afewerki  ራኢ ጥዕና channel logo Dr Afewerki ራኢ ጥዕና
  • Custom URL: @raei24phd
  • Country: United Kingdom 🇬🇧

  • YouTube channel type
  • Audience: 59.8K
  • Video Views: 4.41M
  • # videos: 716
  • Estimated Earnings: $1.1K - $17.66K
  • Category: Health Lifestyle
  • Date Created: 2013-07-23
  • Date Updated: 2024-07-04
Audience activity: 73
Views per video: 6.17K
Audience growth speed: 14
Keywords: ጥዕና ሃፍቲ እዩ ጥዑይ መንእሰይ ጥዑይ ሕብረተሰብ ኮሮና፩፱ Eritrea ጥንቃቐ ብልሒ እምከር ፍርሂ ኣይኮነን ህዝበይ ሃብተይ Fat2Fit choices life and living


ናብ ራኢ መደብ ጥዕና እንቓዕ ብደሓን መጻኹም:: እዚ መደብ ጥዕና ብ Dr #ተኽለ_ኣፈውርቂን ፡ ክኢላ መድሃኒትን ተማራማሪ ልብን ሰራወርደም (Cardiovascular Researcher Scientist, PhD) #ራሄል_መለስን: ክኢላ ጋዜጤኛን ማሕበራዊ መራኸቢታትን (MA Global Journalism) ብሜላ ምንባር ኣማኻሪትን (Life Coach) እንዳተዳለወ ዝቐርብ መደብ እዩ :: 'ራኢይ ኣሎኒ' ህዝብና ኣብዝሃለወ ሃልዩ፤ ብዝዕባ ጥዕናን መደሃኒትን ምንቃሕን ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ምምሃርን ዘድልዮ፥ ሓበሬታ ብቐሊሉ ኪረክበሉ ዝኽእል መገደ ከዳሉ እጽዕር፥፥ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለመ ዝርከብ ህዝብና፤ ብዚተፈላላየ ምኽንያት ናይ ጥዕና ኣገልጉሎት ክረክብ ዝይከኣለ ኩሉ፤ ነዚ መብርሂ ከም መወከሲ ኪጥቐመሉ ይዕድም፥፥ ብተወሳኺ፥ ኣብ ዓውደ ሲነ ልቦና: ወልቃዊ ዕብያት: ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ ዘተኮሩ ኣዚኦም ሓገዝቲ ዝኾኑ መጽሓፍት ክንዝቲን ኪኒማያየጥን፥ ሚክሪታት/ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ። ኣገዳሲ ሓቤረታ (Disclaimer): ኣብዚ ቻነል ራኢ መደብ ጥዕና ዘለዉ ትሕቶታት ንሐቤሪታ ጥራይ ዝተዳለወ እዩ። ንዝዀነ ናይ ሕክምናዊ ምርመራን ክንክንን ኣቀዲምካ ንሓኪም ተወከስ። ኣብዚ ነቕርቦ ሓበሬታን መግለጽን ንምርመራን ክንክን ንሕውየት ኰነ ንምክልኻል ቅድሚ ምጥቓምካ ምስ በዓል ሞያ ሕክምና ተዘራረብ። ዝዀነ ኣብዚ ነቕርቦ ናይ ምዕዶ/ምኽሪ ትሕዝቶ፥ ናይ ሕክምና ብዓል ሞያን ምኽርንን ዝትክእ ኣይኰነን። ንዝዀነ ዝመጽእ ሕቶን ክስን ከኣ ተሓታት ኣይንወስድን።