Fache Tube channel logo Fache Tube
  • Custom URL: @fachetube1221
  • Country: Netherlands 🇳🇱

  • YouTube channel type
  • Audience: 14.2K
  • Video Views: 1.43M
  • # videos: 276
  • Estimated Earnings: $357 - $5.72K
  • Category: Christian music Music Religion Society
  • Date Created: 2019-09-06
  • Date Updated: 2024-06-26
Audience activity: 100
Views per video: 5.19K


ሰላም እዚ ቻነል እዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሕግን ስርዓትን ዝሓለወ ኮይኑ፣ በዚ ቻነል እዚ ከኣ መንፈሳዊ ዝኮኑ ትሕዝቶታት ይዝርግሕ። ናይዚ መደብ ተኸታተልቲ ንምኳን ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ። ኣብዚ ቻነል ዝዝርጋሕ መደባት። ሥነ-ጽሑፍ፡ መዝሙር፡ ስብከታት፡ ዛንታታት፡ ታሪኽ ቅዱሳንን፣ መንፈሳዊ ድራማታትን ካልእ ይዝርግሕ። ዝኮነ ሕቶን ርኢቶን፡ ወይ ድማ ኣብዚ ቻነል ክዝርጋሕ እትደልይዎ ምስ ዝሕልወኩም፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድረስ ተወከሱ። Email. facheshow102@gmail.com Instegram ftm_pictures Telegram MezmurFTM ፋጨ ቱብ ሰላም ተኸታተልቲ Fache Tube፡ ካብዚ ቻነል ቪድዮታት ኣውሪድካ ኣብ ካልእ መራኸቢ ብዙሓን ምጽዓን ኩልኩል ኢዩ። ናብ ኩሉ ንኽበጽሕ ግና ሸር ክትገብርዎ ንላቦ። © ፋጨ ቱብ Support us by subscribing to our channel @fachetube2917