COME And SEE - ንዑ ረአዩ CAS Ministri BC channel logo COME And SEE - ንዑ ረአዩ CAS Ministri BC
  • Custom URL: @casministry
  • Country: Italy 🇮🇹

  • YouTube channel type
  • Audience: 8.76K
  • Video Views: 1.48M
  • # videos: 355
  • Estimated Earnings: $370 - $5.92K
  • Category: Religion Society
  • Date Created: 2020-04-20
  • Date Updated: 2024-04-17
Audience activity: 169
Views per video: 4.17K
Keywords: Tewelde Yonas mhiret ኣባ ተወልደ ኣባ ዮናስ ጸሎት ካቶሊክ ስብከት Erireatrea Geez Asmera Keren segeneyti Abune Mengsteab Abune Kidane Abune Fuqre Abune Thomas Barentu Divine Mercy Melekotawi Mhret Mequtserya sgdet amlko Mezmur catholic mstirat ትምህርቲ ቤተክርስቲያን catholic mezmur zema menfesawi seminar melekotawi Abba Tewelde Simon masa Abba Yonas Eritrean Catholic Ericath Mezmur Catholic Eritrea sbket qal amilak Bible Prayer kidasie mahliet


እዚ ቻነል እዚ ብፍሉይ መንፈሳዊ ተበግሶ ክቡር ካህና ኣባ ተወልደ መብራህቱ ዝተመስረተ ኮይኑ፣ ነቶም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ተዘርጊሖም ዘለዉ ካቶሊካውያን ምእመናን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ውን ንኹሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይ፣ ኣብ መንፈሳዊ ዕቤት ዝሕግዝ ትምህርታትን፣ ናይ ጸሎትን ትምህርቲ ቃል ኣምላኽን፣ ከምኡን ውን መንፈሳዊ መዛሙር ብምፍራይ ዘገልግል ምንፈሳዊ ቻነል ኢዩ። በዚ ቻነል ዝግልገሉን ከገልግሉ ንዝደልዩን ክፉት ባይታ ንካቶሊካውያን ምንእሰያት ውን ኢዩ። ስለዚ ኣብዚ ቻነል እዚ ኩሉ ካቶሊካዊ ምእመን በዓል ጽቡቕ ድላይ፣ ብዘለዎ መንፈሳዊ ጸጋታቱ ንእገልግሎት ኣሕዋትን፣ ንህንጸት ቤተክርስትያንን፣ ንስፍሓት ወንጌልን ብነጻነት ዘገልግለሉን ዝግልገለኡን ናይ ክትስቲያናዊ ሕይወት መኣዲ ኢዩ። ንኹልኹም ሰብ ጽቡቕ ድላይ ነዚ ቻነልና ምሕጋዝ ንትደልዩ በረኸትኩም ይብዛሕ እናበልነ፡፡ በዚ ናይ Paypal ኣድራሻና ክትጥቀሙ ብኣኽብሮት ንሕብር፡፡ https://www.paypal.me/casministry