ሰላም ክቡራት ናይ ቻናልይ ቤተሰብ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም እዚ ቻናል ዝተፈላለየ ዓይነት ምግቢ ዋዛ ምስ ቁም ነገር እነቅርበሉ ቻናል እዩ ላይክ ሼር ሰብስክራይብ እናገበርኩም ኣባራታትዑኒ ንቀፃሊ ብዝበለፀ ንክንሰርሐሉ ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ሰለ ትገብሩለይ ምትብባዕ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን🙏❤💛