MISLNA TALENT channel logo MISLNA TALENT
  • Custom URL: @mislnatalent
  • Country: Norway 🇳🇴

  • YouTube channel type
  • Audience: 33K
  • Video Views: 4.35M
  • # videos: 79
  • Estimated Earnings: $1.09K - $17.41K
  • Category: Entertainment Humor Music Music of Asia TV shows
  • Date Created: 2020-07-20
  • Date Updated: 2024-07-14
Audience activity: 131
Views per video: 55.1K
Audience growth speed: 22
Keywords: Mislna talent ምስልና ታለንት mslna talent Eritrean channel Mislna Talk Show MislnaAcadami Talent Show jayotruth jayo radio Admas music ella tv Eritrean media habesh channel Eritrean Etiopian Mislna Media Mislna tv


ምስልና ናይ ውልቂ ትካል ኮይኑ ኣብ Norway (Oslo) ዝርከብ ኤርትራዊ መሃርን መዘናግዕን ትካል እዮ። እዚ ብሕታዊ ትካል ኣብ ውድድር ስነ-ጥበብ ( ደርፊ: ምልከት መሳርሒ ሙዚቃ: ሳዕሲዒት: ኣዛነይቲ ዕላላት ( Standup Comedy) ): ቅዲ ክዳውንትን ስነ ጽባቀ( ሞዴሊንግ) : ፍሉይ ክእለት መሃዝነት (ፈጠራውነት) ኣተኩሩ ንኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝቅመጡ ክእለቶም ከርእይሉን ክወዳደሩሉን ዝኽእሉ ባይታ ክፈጥር እዮ። ንዑውታት ድማ ገንዘባውን ንዋታውን ሞራልላውን ሽልማት ክህብ እዮ። ምስልና ንኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝርከቡ በዚ ዘሎ ብድሆ ከይተሓጽሩ ውጽኢታውያንን ዑውታትን ዝኾኑሉ ዓበይቲ ኣኬባታት ኣብ ንግድን : ትካላዊ ኣሰራርሓን: ውልቃዊ ዕብየትን : ምቅይያር ተመክሮን : Network Marketing ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት( ሃገራት) ብምዛር ኣስተምህሮን ትምህርትን ድማ ክህብ እዮ ብክኢላታት ኤርትራውያን ዝተሰነየ። Contact Number - +47 455 68 277