ኣንፈት ሰነድ ሚድያ ንትግራይ ዕብየት ዝጠቕሙን ንቐፃሊ ከዕብዩ ዝኽእሉ ቅርስታትና፤ባህልናን ዕብየትናን ዝድህስሱ ፕሮግራማት ብደርፊ፤ብድራማ፤ብግጥሚን ትረኻን እናዘናግዐ ቀፃልን ህሉው ኩነታትን ትግራይ ብምድህሳስ ኣስተዋፅኦ ዝገብር ሚድያ እዩ። ሰብስክራይብ ሼር ብምግባር ኣብ ጎንና ንክትኮኑ ንላቦ!።🙏