Mesobna ዓንጋሊት channel logo Mesobna ዓንጋሊት
  • Custom URL: @mesobna
  • Country: Germany 🇩🇪

  • YouTube channel type
  • Audience: 32.5K
  • Video Views: 2.41M
  • # videos: 41
  • Estimated Earnings: $602 - $9.63K
  • Category: Religion Society
  • Date Created: 2017-03-10
  • Date Updated: 2024-06-19
Audience activity: 74
Views per video: 58.75K
Audience growth speed: 12


ናብ'ዛ ዓለም ክንመጽእ እንከለና ምስ ጸጋና ኢና እንመጽእ። በቲ ዝተዋህበና ጸጋ ጌር ንሕብረተሰብናን ንዓለምን ኣገልግሎት መሃብ እዩ ምኽንያት መፍጠሪና። እዚ ጸጋ እዚ ናብ ዓለም ንምውጻእ ድማ ነብስና ምልላይን ውሑድ ምትብባዕን እዩ ዘድልየና። መብዛሕቲና ብዋሕዲ ምትብባዕ ኢና ንነገራት ክንገብሮም እንዳ ከኣልና ዘይንገብሮም። መሶብና ድማ ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ ምሕበራዊ ሂወትና ኣብ ምጽባቕን ምርግጋእን ዝሕግዙና ሓሳባት ኣብ ምብርካት ተረኣ ትጻወት። ንዕቤት'ዛ መደብ ንእትህብዎ ሓናጺ ርእይቶን ተሳትፎን ኣቐዲምና የመስግን። #ብምምልላእ ሂወትና ነጸብቕ!