Welcome to this Mezmur way of life and Peace ፡ እዛ Channel ዝተፈላለዩ ናይ ቀደም ካቶሊካዊ መዝሙርን ፡ ናይ ዳዊት ወልደሚካኤልን ፡ ናይ ኢሰያስ ወልደሚካኤልን ጎይታ ዝሃበና መዛሙር እተቅርብ ፡Subscribe ፡ Like ፡ Share ብምግባር በብግዚኡ ክትባረኩላ ብፍቅሪ ጎይታ ትዕድም። መዝሙር 150 ፥ 4 ፡ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ ፥ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ ። 5 ብኸበሮን ብሳዕስዒትን ኣመስግንዎ ፥ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ፡፡ ሃሌ ሉያ