ኣብዚ ቻነል ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲን ኣስተምህሮታትን ኢዩ ዝቐርብ። ንዑ ሓቢርና ንመሃር። ብፍላይ ኣብ ደቀንስትዮ ዘተኮረ'ዩ። women empowerment motivation and educational contents.