ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media channel logo ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
  • Custom URL: @fnoteabewmedia
  • Country: Sweden 🇸🇪

  • YouTube channel type
  • Audience: 124K
  • Video Views: 19.11M
  • # videos: 717
  • Estimated Earnings: $4.78K - $76.44K
  • Category: Religion Society
  • Global Rank: 429573
  • Country Rank: 888
  • Date Created: 2020-04-30
  • Date Updated: 2024-07-12
Audience activity: 154
Views per video: 26.65K
Audience growth speed: 80
Keywords: eritria orthodox sibket tigrigna sbket fnote abew kassahun kasahun Embaye tigray sibket tewahedo sbket Adikeyh sbket


ፍኖተ ኣበው ሜድያ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሕግን ስርዓትን ዝሓለወ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርትን፣ ስብከትን፣ ፣ ስነ-ጽሑፋትን ዝፍነወላ ፣ ሕቶታት ተኸታተልቲን በብእዋኑ ዝምለሰላን፣ እዋናዊ ጉዳያትን ዝመሓላለፉላ መንፈሳዊት ሜድያ እያ፣፣ ‘’ፍኖተ ኣበው’’ ማለት ብግእዝ ኮይኑ፣ ትርጉሙ ድማ ‘’መንገዲ ኣቦታትና’’ ማለት እዩ፣፣ ከምቲ ሃዋርያ ይሁዳ ‘’ ኣቱም ፍቁራተይ፡ ብዛዕባ ሕብረት ምድሓንና ብዅሉ ቕንኣት ክጽሕፈልኩም ምስ ደሌኹ፡ በታ ሓንሳእ ንቕዱሳት እተዋህበት እምነት ክትጋደሉ ጽሒፈ ኽመኽረኩም፡ ናይ ግዲ ዀነኒ። ‘’ ዝበለና (ይሁ 1፣3) ከምኡ’ውን ቅዱስ ጳውሎስ ‘’ ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ። ’’ ዝበለና (እብ 13፣ 7) ኣሰሮምን መንገዶም ናይ ቅዱሳንን ክንክተል፣ ነቲ ናቶም ህይወትን ትምህርትን ክንሰምዕ ይግበኣና፣፣ ነዚ ናይ አቦታት ትምህርቲ ንምክትታል ድማ ብፍኖተ ኣበው ሜድያ ዝመሓላለፉ ትምህርቲ ምክትታል ንህይወትና ጠቓሚ እዩ፣፣ ኣብዚ ሜድያ እዚ ኣብ መንፈሳውን ማሕበራውን ህይወትናን ዘተኮረ መልእኽትን መንፈሳዊ ፍልጠትና ነዕብየሉ ኣርእስታት ይመሓላለፉላ፣፣ ካብ ትሕዝቶ ናይ ፍኖተ ኣበው ሜድያ ብዘይፍቃድ ምዝርጋሕን፣ ብዘይ ፍቓድ ምውራድን ኣይፍቀድን፣፣