ሰላም ዝከበርኩም ተከታተልቲ ናይዚ ቻነል። ዕላማ ናይዛ ቻነል መሃርን ኣዘናጋዕን ዝበልክዎ መደብ ምቅራብ ኢዩ። ብዓቢኡ ድማ ብዛዕባ ሞያዊ ስልጠና ፈለኛሞ ኣብ ሃገረ ጀርመን ንክመሃሩ ዝደልዮ የሕዋተይ ብዘለኒ ዓቅሚ ክሕግዞም ካብ ዝብል ሓሳብ ኢዩ የቀኒየለይ። ክትረክቡኒ ምስ እትደልዩ ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ Facebook ትክእሉ ኢኩን። https://www.facebook.com/haylat.kidane