CAS Mezmur channel logo CAS Mezmur
  • Custom URL: @casmezmur
  • Country: Italy 🇮🇹

  • YouTube channel type
  • Audience: 6.03K
  • Video Views: 693.91K
  • # videos: 65
  • Estimated Earnings: $173 - $2.77K
  • Category: Christian music Music Religion Society
  • Date Created: 2022-01-04
  • Date Updated: 2024-05-30
Audience activity: 115
Views per video: 10.68K
Keywords: cas abba Tewelde abba yonas catholic mezmur wereb catholic mezmur tigrigna ericatho ericat eparchy Asmera keren segeneyti barentu kidasie live mezmur worship mezmur menfesawi meadi


ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን እዚ ቻነል እዚ 2ይ ቻነል ናይ ንዑ ረኣዩ ኣገልግሎት ኮይኑ፣ ንእገልግሎት መዝሙርን ንዕቤትን ሕንጸትን መዛሙራን ኣብ ሕይወት ቤተክርቲያን እንጥቀመሉ ቻነል ክኸውን ኢዩ። "ንዑ ረኣዩ" ቻነልና ብዝተፈላልዩ መደባትን ኣገልግሎታትን ንምስፋሕ CAS Ministri BC ብዝብል ስያመ ፍሉይ ተበግሶታትን መደባትን ንጅምር ኣሎና። ስለዚ ከም ካልእይ ቻነልና "CAS Mezmur" ብዝብል ናይ መዝሙርን "ዜማ ግዕዝን" ኣገልግሎት ጀሚርሚርና ንኽትሳተፉ ንዕድመኩም ኣሎና! ንኹልኹም ሰብ ጽቡቕ ድላይ ነዚ ቻነልና ምሕጋዝ ንትደልዩ በረኸትኩም ይብዛሕ እናበልነ፡፡ በዚ ናይ Paypal ኣድራሻና ክትጥቀሙ ብኣኽብሮት ንሕብር፡፡ https://www.paypal.me/casministry