VOA Tigrigna channel logo VOA Tigrigna
  • Custom URL: @voatigrigna

  • YouTube channel type
  • Audience: 39.7K
  • Video Views: 6.29M
  • # videos: 4,037
  • Estimated Earnings: $1.57K - $25.16K
  • Category: Entertainment Society TV shows
  • Date Created: 2013-02-25
  • Date Updated: 2024-06-21
Audience activity: 158
Views per video: 1.56K
Keywords: Eritrea Ethiopia Tigray Region Mekelle Asmara


🔵ድምጺ ኣመሪካ ዞባዊ ዓለምለኸ ዜናን ዝተፈላለዩ መደባትን ብቋንቋ ትግርኛ ይፍንው። 🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world. » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለምለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መዓልታዊ ካብ 10:00-10:30 ምሸት ብኣቆጻጽራ ኤርትራ ወይ 4:00-4:30 ምሸት ብ ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ብሬድዮ: ብሳተላይት: ብመርበብ ሓበሬታ: ፌስቡክን ዩቱብን ብቐጥታ ይፍነው::