ትሕዝቶ ናይዚ ቻነል መንፈሳዊ ርዲኢትና ብምዕባይ ሂወትና ካብ ዓለማዊ ትሕዝቶ ወጺና ነታ ዘላኣለማዊት ቤት ብምጥማጥ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ሕዝቶታትን ንልብና ጽምስጡ ሓደስቲ መዛሙርን ስነ ጽሑፍ ትምህርቲ ወንጌል ዝተፈላለዩ ሒዛ ትቀርብ መንፈሳዊት ቻነል እያ እሞ በረኸታ ክንካፈል ክጠቕሙና ዝኽእሉ መደባት ምክትታል ኣብዚ ቻነል ዕዱማት ኩኑ።