ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ♥️ channel logo ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ♥️
  • Custom URL: @user-ev4bp8wq4q

  • YouTube channel type
  • Audience: 50
  • Video Views: 74
  • # videos: 2
  • Date Created: 2021-05-22
  • Date Updated: 2024-03-19
Audience activity: 1
Views per video: 37


ትፈልጥዮ እንዲኺ ትሕዝቶ ናይ ኢደይ ክህብ እንዳ ደለየ ይድርከኒ ዓቅመይ😔 ሰጢመ ኣይተረፍኩን ንዓኺ ምስ ሓዝኩ💗 ካብ ሃዳናይ ይመሉቅ ስምኪ ምስ ጸዋዕኩ ኣንቲ ፅብቅተይ ብልጽቲ ጥዕምቲ ምዕርግቲ ውቅብቲ ካብ ኩለን ኣንስቲ ኣፈይ ከፊተ እንተበልኩ ድንግለይ ክገልጽ ውዕለትኪ ይሓጽር'ሎ ብርዐይ😔💘❣️❣️❣️ “ኣዋልድ ነገስታት ኣብ ማእከል እተን ክቡራት ኣንስትኻ እየን፣ እታ ንግስቲ ብወርቂ ኦፈር ተሰሊማ፣ ኣብ የማንካ ትቐውም ኣላ።” — መዝሙር ዳዊት 45፥9