Welcom to our You Tube channel MdreTesfaTube Eritrean Orthodox Tewahdo videos. በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። የቀንየልና!! እንቓዕ ብሰላም ናብ መንፈሳዊ ቻነል ምድረ ተስፋ ቱብ MdreTesfaTube ብሰላም መጻእኩም ። እዚ ቻነል እዚ ሕግን ስርዓትን ኦርቶደክስ ተዋህዶ ተከቲሉ፡ መንፈሳዊ ትምህርቲ ፡ ስብከት፡ ስነ ጽሑፍ ታሪክ ቅዱሳን ፡ግጥሚ ዝቀርበሉ ቻነል እዩ እሞ ተካፈልቲ ክትኾኑ ንመንፈሳዊ ሂወትና ዘዕቢ ዝበልናዮ ትምህርቲ ምእንታን ክበጽሓኩም ንዕበት እዛ ቻነል Subscribe Like and Share comments ክትገብሩ ብፍቅሪ እግዚኣብሄር ንምሕጸነኩም ሓናጺ ርእቶኩም ኣይፈለየና ኣሜን። Don't forget Subscribe to get more videos ours you tube Channel.