MALS ኣፍልጦ ንምስፋሕ ዝተመስረተትላ ዕላማ ንኹሉ ተዓዛቢ ን ሞባይል ኣንድሮይድ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ ኣፒሊኬሽን ብዝተኻለ ንምግልጽ ኢዩ።ከም መደብ ውን ንዊንዶውስ ኮምፕዩተር ይጠቕሙ ኢዮም ዝበልኩዎም ኣብ ቀጻሊ ከቕርቦም ኢየ። ሰናይ ምክትታል