ከመይ ኣለኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣብ ዘዘለኹምዎ ሰላም ንዓኹም ይኹን እናበልኩ ፥ እዚ ዩቱብ ቻናል እዚ ዝተፈላለዩ እናስሐቑን እናዋዘዩን ቁምነገር ዘጨብጡ መደባትን ድራማታትን ፕራንካትን ዝሓልፈሉ ቻናል እዩ። @MSLNA_ENT ድማ ይበሃል። እናተዘናጋዕኹምን ቁምነገር እናጨበጥኩምን እትርእይዎ ቻናል ከምዝኸውን ተስፋ እናገብርኩ ሰብስክራይብ ላይክ ሼር ብምግባር ድማ ቤተሰብና ይኹኑ። #SUBSCRIBE #LIKE #SHARE