#Ruftana Entertainment እንቋዕ ናብ Ruftana Entertainment ቲዩብ ብደሓን መፃእኩም ዝተፈላለዩ መምሃርትን መዘናገዕትን መደባት ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም እትቀርብ ናይ ዩቲዩብ ቻናል እያ።ኣብ ጥዕና ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ኣብ ፖለቲካ ስፖርት ብዕዙዝ ድማ ስሩዓት መደባት ኪነ ጥበብ ከም ሙዚቃ፣ፊልሚ፣ኮሜዲ፣ግጥሚ፣ ምስ ኣርቲስታት ዝግበሩ ቃለ መሕተታትን ካልኦት ፍሉያት ምድላዋት ዝሓዘት ቻናል እያ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኮይኖም ተቃደስቲ መደባትና ይኩኑ።