መኣዲ ብርሃን ወንጌል ካብ ዓባይ ብርጣንያ መዓልታዊ ዝፍኖ መደብ እዩ። ኦርቶዶክስ ትምህርቲ ዝሓዘ ኣብ ምንቕቓሕ ሕብረተሰብ ማሕበራዉን ህልዉ ኩነታ ዝፍትሽ እዩ። ኣብ ትንሳኤ ቤተክርስቲያን ንሕጅን ንመጻእን ኣበርክቶ ንምትራፍ ዝጽዕር መደብ እዩ።